Letra Seb Entay Zeybele de Nahom Yohannes

Letra de Seb Entay Zeybele

Nahom Yohannes


Seb Entay Zeybele
Nahom Yohannes
(0 votos)
ብምርጫና እንድዩ ብድሌት ክልቴና
ፈጣሪ ናይ ሰማይ ተራኸቡ'ይልና
ኣብ በይነይ በይንኺ ዘይብሉ ምስክር
ቃል ኪዳን ኣቲና ብሓደ ኽንነብር
ብሓደ ኽንነብር

ድሓር ግን ደሓር ግን
ደሓር ግን ደሓር ግን
ሰብ እንታይ ዘይበለ

ዝሓትት መሲሉ ዘጣይቕ ሰብ እንታይ ዘይበለ
ዘጸብቕ መሲሉ ዝጽይቕ ሰብ እንታይ ዘይበለ
ሰብ እንታይ ዘይበለ
ኣቲ ኽንደይ እሞ ክንደይ ዘይተባህለ
ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ንስምና እንዳልዓለ
ሰብ እንታይ ዘይበለ ሰብ እንታይ ዘይበለ

ሰብ'ሲ 'ዝሰብ
ሰብ'ሲ 'ዝሰብ

ከምታ ናይ ኖህ ርግቢ ኣብ ቅንዕና ኸላ
ሓቀኛ ክመስል ጥፍኣት ዝበደላ
በደል ሰብ ኣብ ልዕለይ ንጽቡቐይ ኮይኑ
ግዜይ ተወሊዱ'ቲ ግዜ ሰብ በኒኑ
ግዜይ ተወሊዱ'ቲ ግዜ ሰብ በኒኑ

ብምርጫና እንድዩ ብድሌት ክልቴና
ፈጣሪ ናይ ሰማይ ተራኸቡ'ይልና
ኣብ በይነይ በይንኺ ዘይብሉ ምስክር
ቃል ኪዳን ኣቲና ብሓደ ኽንነብር
ብሓደ ኽንነብር

ድሓር ግን ደሓር ግን
ደሓር ግን ደሓር ግን
ሰብ እንታይ ዘይበለ

ዝሓትት መሲሉ ዘጣይቕ ሰብ እንታይ ዘይበለ
ዘጸብቕ መሲሉ ዝጽይቕ ሰብ እንታይ ዘይበለ
ሰብ እንታይ ዘይበለ
ኣቲ ኽንደይ እሞ ክንደይ ዘይተባህለ
ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ንስምና እንዳልዓለ
ሰብ እንታይ ዘይበለ ሰብ እንታይ ዘይበለ

ሰብ'ሲ ዝሰብ
ሰብ'ሲ ዝሰብ

ከምታ ናይ ኖህ ርግቢ ኣብ ቅንዕና ከላ
ሓቀኛ ክመስል ጥፍኣት ዝበደላ
በደል ሰብ ኣብ ልዕለይ ንጽቡቐይ ኮይኑ
ግዜይ ተወሊዱ'ቲ ግዜ ሰብ በኒኑ
ግዜይ ተወሊዱ'ቲ ግዜ ሰብ በኒኑ

ጻማ'ባ ኣይከልኦን'ዩ ንዝተዓገሰ
ናባኺ ኣጥሊሉ ፍቕሪ ዝኾስከሰ
ኣንቲ ጽሕዲ ገዳም ፍቕረይ ስውንዋኖ
ንተሓጎስ በሊ ጎይታ ነመስግኖ
ኣያ... ኣየይ

ከምታ ናይ ኖህ ርግቢ ኣብ ቅንዕና ኸላ
ሓቀኛ ክመስል ጥፍኣት ዝበደላ
በደል ሰብ ኣብ ልዕለይ ንጽቡቐይ ኮይኑ
ግዜይ ተወሊዱ'ቲ ግዚኦም በኒኑ

ተሰጊሩ በቃ
ተሓሊፉ ኹሉ
መዓልቱ ኣኺሉ
ዕሰለ ንብለሉ

ጻማ'ባ ኣይከልኦን'ዩ ንዝተዓገሰ
ናባኺ ኣጥሊሉ ፍቕሪ ዝኾስከሰ
ኣንቲ ጽሕዲ ገዳም ፍቕረይ ስውንዋኖ
ንተሓጎስ በሊ ጎይታ ነመስግኖ
ኣያ... ኣየይ

ከምታ ናይ ኖህ ርግቢ ኣብ ቅንዕና ከላ
ሓቀኛ ክመስል ጥፍኣት ዝበደላ
በደል ሰብ ኣብ ልዕለይ ንጽቡቐይ ኮይኑ
ግዜይ ተወሊዱ'ቲ ግዚኦም በኒኑ

ተሰጊሩ በቃ
ተሓሊፉ ኩሉ
መዓልቱ ኣኺሉ
ዕሰለ ንብለሉ

ተሰጊሩ በቃ
ተሓሊፉ ኩሉ
መዓልቱ ኣኺሉ
ዕሰለ ንብለሉ

ተሰጊሩ በቃ
ተሓሊፉ ኩሉ
መዓልቱ ኣኺሉ
ዕሰለ ንብለሉ


Comparte Seb Entay Zeybele! con tus amigos.


Que tal te parece Seb Entay Zeybele de Nahom Yohannes?
Pesima
Mala
Regular
Buena
Excelente

Letra Seb Entay Zeybele de Nahom Yohannes
Seb Entay Zeybele
Nahom Yohannes
Comprar en Amazon

Canciones Populares de Nahom Yohannes

Que significa para ti la canción Seb Entay Zeybele de Nahom Yohannes ?